搜索优化
English
搜索
Copilot
图片
视频
地图
资讯
购物
更多
航班
旅游
酒店
房地产
笔记本
Top stories
Sports
U.S.
Local
World
Science
Technology
Entertainment
Business
More
Politics
过去 30 天
时间不限
过去 1 小时
过去 24 小时
过去 7 天
按相关度排序
按时间排序
Voice of America
8 小时
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ዘጋጠመ ተደጋጋሚ ምንቅጥቃጥ ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ጎቦታት ፈንታሌ ዶፋን የጋጥም ብዘሎ ተደጋጋሚ ምንቅጥቃት መሬት ተቃላዕቲ ዝኾኑ ኣስታት 54-ሽሕ ነበርቲ ዝተፈላለያ ቀበሌታት ካብ’ቲ ከባቢ ንክወጹ ከምዝተገበረ እቲ ክልል ...
Voice of America
16 小时
“ኣብ ውግእ ካርቱም ብውሑዱ 120 ሰባት ሞይቶም ...
ኣብ መንጎ ሰራዊት ሱዳንን ሓይልታት ህጹጽ ወሃብ ድጋፍን ንኻርቱም ኣብ ዘዋስን ከባቢታት ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጽዕጹዕ ውግእን ቀጻሊ ደብዳብን፡ ብውሑዱ 120 ሲቪላውያን ሰባት ምቕታሎም ኢምባዳ ዝተሰምየ ...
Voice of America
10 小时
ድሕሪ ባርዕ ጫካ ሎስ-ኣንጀለስ -- ህዝባዊ ምትሕግጋዝ ይዓቢ
ካብ ሎስ-ኣንጀለስን ከባቢኣን ብሰንኪ ባርዕ ዱር ንዝተመዛበሉን ንብረቶም ዝሰኣኑን ዜጋታት ንምሕጋዝ ዓቢ ግብረ-መልሲ ይርአ ኣሎ። ሰሙን ኣብ ዘቑጸረ ባርዕ፡ ሎሚ እቲ ብርቱዕ ንፋስ’ውን ብመጠኑ ስለ ...
Voice of America
1 天
ደቡብ ኮርያ --- ፕረዚደንት ዩን ንማእሰርቲ ይቕረብ
ረቡዕ ወጋሕታ ብኣቆጻጽራ ሰዓታት ሲዮል ደቡብ ኮርያ፡ ፖሊስ እታ ሃገር ካብ መዝነቱ ንዝተኣልየ ፕረዚደንት ነበር ዩን ሱክ ዩወል ክኣስሩ ኣብ ዝመጽኡሉ ደገፍቱ ድማ መሊሶም ነቲ መንባሪ ከቢቦም ...
Voice of America
17 小时
ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን ደ/ ኣፍሪቃ ሬሳታት 8 ...
ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን ህይወት ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ስቲልፎንተይን ኣብ ዝተባህለ መዕደኒ ስፍራ ሬሳታት ሸሞንተ ዘይሕጋውያን ዓደንቲ ኣውጺኦም። ድሕሪ’ዚ ዝደሓረ ስርሒት፡ በቲ መስርሕ ሞይቶም ዝተረኽቡ ...
Voice of America
1 天
ንግዳዊ ርክብ ቻይናን ሩስያን ዝለዓለ ደረጃ ምብጽሑ ...
ኣብ መንጎ ቻይናን ሩስያን ዝካየድ ንግዲ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ዝለዓለ ጠርዚ ከም ዝበፅሐ ሎሚ ሰኑይ ዝወፀ ወግዓዊ ኣሃዝ ሓቢሩ። እዚ ምዕራባዊያን ኣብ ልዕሊ ሞስኮ እገዳታት እንተገበሩ እውን ኣብ መንጎ ...
Voice of America
1 天
ኣተዓረቕቲ ሓማስን እስራኤልን ጎንጺ ንምዕራፍ ...
ሸምግለቲ ማእከላይ ምብራቕ፡ ኣብ ጉዳይ እስራኤልን ሓማስን ዝዝትይሉ ናይ መወዳእታ ሰነድ ከም ዘቕረቡ ሮይተርስ ሓቢሩ። ኣብቲ ብመንጎኝነት ኣመሪካ፡ ቐጠርን ግብጺን ኣብ ዶሓ ቐጠር ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ...
Voice of America
1 天
ክልከላ ሕጃብ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ከተማ ኣኽሱም
ኣብ ክልል ትግራይ ቅድሚ ኣርባዕተ ሰሙን ኣቢሉ ኣብ ከተማ ኣኽሱም ዝርከባ ገለ ኣብያተ ትምህርቲ ተምሃሮ ሰዓብቲ እስልምና ሃይማኖት ኣዋልድ ሕጃብ ተኸዲነን ናብ ቤት ትምህርቲ ንኸይኣትዋ ምኽልካሎም ...
Voice of America
1 天
መቐለ --- ኣብ ድባብ ዘይንቡር ፖለቲካዊ ኩነታት፡ ንቡር ...
(ህወሓት) ብዝተፈጥረ ምትፍናን፡ ንልዕሊ ሓደ ወርሒ ብዘይ ከንቲባ ኣብ እትጓዓዝ ዘላ መቐለ፡ ነበርቲ እቲ ዘይምቅዳው ዘምጽኦ ምብዃር ልሙድ ህይወት ይገልጹ። ንሱ እናዀነ ግን እታ ከተማ ካብቲ ንቡር ካልእ መዓልታዊ ንግዳዊን ማሕበራዊ ንጥፈታታ ኣይበዀረትን። እንተዀነ እቲ ሰንፈላል ሃዋሁ ፈጢሩዎ ዘሎ ብኩራትን ሃጓፍን ...
Voice of America
1 天
ተመዛበልቲ “ይኣክል!” ይጭርሑ፡ ግዜያዊ ምምሕዳር ...
ካብ ምዕራብ ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ መቐለ ዝተዓቝቡ ዜጋታት ሎሚ ናብታ ከተማ ብምውጻእ፡ ጉዳዮም ከም ዝተረስዐ ዝገልጽ ጭርሖታት እናስምዑ ኣቓልቦ ዝምልከቶም ኣካላት ጸዊዖም። ክልተ ዓመታት ...
Voice of America
5 天
ባርዕ ጫካ ካሊፎርኒያ ንምጥፋእ ርብርብ ይቕጽል ...
ሰራሕተኛታት መጥፋእቲ ሓዊ፡ ኣብቲ ብሰሉስ ጀሚሩ ንሓያሎ ከባቢታት ከተማ ሎስ-ኣንጀለስ ሃሚዅ ዘሎ ባርዕ ጫካ ንምጥፋእ ይቃለሱ ኣለዉ። እቲ ባርዕ ንኣሽሓት ነበርቲ ገዛውቶም ገዲፎም ክሃዱም ደሪኹ ኣሎ ...
Voice of America
5 天
ወግዓዊ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ጂሚ ካርተር ኣብ ዋሺንግተን ...
መበል 39 ፕረዚደንት ኣመሪካ ነበር ጂሚ ካርተር ኣብ መበል 100 ዓመቱ ድሕሪ ምዕራፉ፡ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ መንግስታዊ ስነ-ስርዓት ፈነዋ ተገይሩሉ። በዚ ምኽንይት ፕረዚደንት ጆ ባይደን ...
一些您可能无法访问的结果已被隐去。
显示无法访问的结果
反馈